Look for any podcast host, guest or anyone
Showing episodes and shows of

Emkulu|እምኵሉ

Shows

Emkulu\'s PodcastEmkulu's Podcast”ፍቕሪ ወይኸኣ ሞት”- ስለ ፍቕሪ ሞት እትጽንብልን ስለ ስደት እትደጐዕን መጽሓፍ ቅኔት"ፍቕሪ ወይኸኣ ሞት" - ስለ ፍቕሪ ሞት እትጽንብል፡ስለ ስደት እትደጐዕ፡ስለ ስቓይ ጕዕዞ ሰሃራ ኣብ ኣእምሮ ነባቢ ዝሰኣሉ ሕብሪታት ዝቐረበት መጽሓፍ ቅኔት ምዃና፡ ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤልን ፍቕረይ የማነን ኣብ ናይ ሎሚ ዘተና የብርሁ። 2021-11-011h 22Emkulu\'s PodcastEmkulu's Podcast”እቲ ኣብ 1990ታት ዝዓንበበ ተዋስኦ መድረኽ ትግርኛ፡ ድሕሪ 2000ሓታ መዳምቕቲ በዓላት ኰይኑ‘ዩ ተሪፉ፡” ሳሙኤልመንግስትኣብ 2021-10-261h 01Emkulu\'s PodcastEmkulu's Podcast"ባህጊ"- ጽዋ ነጸብራቕ ኵዉንነትን መጻኢትን ኤርትራጽዋ "ባህጊ"፡ ኣብ ዝሓለፋ ሒደት ሳምንቲ፡ ብእንግሊዝኛ ተተርጒማ ብመገዲ ኣብ ሽወደን ዝርከብ ኣሕታሚ Black Island ንንባብ በቒዓ ኣላ። በዚ ኣጋጣሚ፡ ደራሲ'ዛ ጽዋ ተስፋጊዮርጊስ ሃብተ ከምኡ'ውን ሴፉ ኣብርሃምን፡ እታ መጽሓፍ ብኸመይ ክዉን ከም ዝዀነትን ንሓፈሻዊ ትሕዝቶኣን ዝምልከት ተዛትዮም ኣለዉ። 2021-03-231h 10Emkulu\'s PodcastEmkulu's Podcast2ይ ክፋል ዘተ ብዛዕባ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ግጥምታት ይርጋኣለም ፍስሃዘተ ብዛዕባ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ'ቶም ብ2019 ኣብ ዝተሓትመት "ኣለኹ" እትብል መጽሓፍ ይርጋኣለም ፍስሃ ዝርከቡ ግጥምታት። ተዛተይቲ፡ይርጋኣለም ፍስሃ፡ ዶ/ር ናዝሬት ኣምለሶም፡ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል፡ ከምኡ'ውን ቴድሮስ ኣብርሃም። A discussion on human rights in Yirgalem Fisseha's poems from her 2019 book of poetry collection "Aleku". Discussants Yirgalem Fisseha, Dr. Nazareth Amlesom, Fr. Yonas Wolderufael, and Tedros Abraham. 2020-09-1054 minEmkulu\'s PodcastEmkulu's Podcastዘተ ብዛዕባ ጕዳይ ደቀንስትዮ ኣብ ግጥምታት ይርጋኣለም ፍስሃዘተ ብዛዕባ ጕዳይ ደቀንስትዮ ኣብ'ቶም ብ2019 ኣብ ዝተሓትመት "ኣለኹ" እትብል መጽሓፍ ይርጋኣለም ፍስሃ ዝርከቡ ግጥምታት። ተዛተይቲ፡ይርጋኣለም ፍስሃ፡ ዶ/ር ናዝሬት ኣምለሶም፡ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል፡ ከምኡ'ውን ቴድሮስ ኣብርሃም። A discussion on women's issue in Yirgalem Fisseha's poems from her 2019 book of poetry collection "Aleku". Discussants Yirgalem Fisseha, Dr. Nazareth Amlesom, Fr. Yonas Wolderufael, and Tedros Abraham. 2020-09-0654 minEmkulu\'s PodcastEmkulu's Podcastዘተ ብዛዕባ ሓጻር ዛንታ "ጸሊም ግመ" ካብ "ንጉስ ገበን" ብደንደን ሰለሙን | A discussion on "Tselim Gime" a short story from "Nigus Geben" by Denden Solomonዘተ ብዛዕባ ሓጻር ዛንታ "ጸሊም ግመ" ካብ "ንጉስ ገበን" ብደንደን ሰለሙን። ተዛተይቲ፡ድረኣሲ ደንደን ሰለሙን፡ተስፊት ኣብርሃም፡ከምኡ'ውን ቴድሮስ ኣብርሃም። A discussion on Denden Solomon's short story "Tselim Gime" from his book, a collection of short stories, "Nigus Geben". Discussants Denden himself, Tesfie Abraham, and Tedros Abraham. 2020-07-271h 10Emkulu\'s PodcastEmkulu's Podcastዘተ ብዛዕባ ስነ-ጥበብ ምስ ኤርሚያስ ዑቕበ | Ermias Ekube discusses about inspiration, painting and sculptureንገለ ካብ ስራሓት ኤርሚያስ ክትዕዘቡ ምስ እትደልዩ ነዚኣ መላግቦ ብምጥዋቕ ናብ ናይ ፈይስቡክ ገጹ ብጽሑ። ኣብዚ ዝተገብረ ዘተ ንናይ ኤርሚያስ ቅብኣ ኣመልኪቱ ብሃይለ ቢዘን ዝተጻሕፈ ኣስተማቓሪ ጹሑፍ ተጠቒሱ ኣሎ። ክተንብቡዎ ምስ እትደልዩ ነዚኣ መልግቦ ጠውቑ። 2020-06-2651 minEmkulu\'s PodcastEmkulu's Podcastጽዋ ለበዳ ፌራን ካምዩን | The story of the plague and Camusእዚ መደብ ንጽዋ ለበዳ ፌራን ደራሲ ኣልበርት ካምዩን ኣመልኪቱ ዝተዳለወ እዩ። እዚ ኣብዚ ቀሪቡ ዘሎ ጽሑፍ ኣብ መጽሔት እምኵሉ ኣቐድም ኣቢሉ ተሓቲሙ ኣሎ። 2020-05-2217 minEmkulu\'s PodcastEmkulu's Podcastዘተ ብዛዕባ ሰለስተ ሓጸርቲ ዛንታ ካብ "ካልእ ስለ ዘየሎ" ብኣብርሃም ተስፋልኡል ዘርአ | A discussion on three short stories from "Kalie Sile Zeyelo" by Abraham Tesfalul Zereእዚ ዘተ ብቐንዱ ዘተኵረለን ስራሓት "ኣብ ዋዜማ ውግእ"፡ "ድሮ ተበገስ" ከምኡ'ውን "ድሕሪ ውግእ” ዝብላ ሓጸርቲ ዛንታት ኰይነን፡ ንርእሰ-ነገር ወይ ድማ ቴማ ኲናት ዝብል ክኸውን'ዩ። The discussion focuses on the theme war in three short stories titled: "Ab Waziema Wigie", "Diro Tebeges", and "Dihri Wigie". 2020-05-161h 20Emkulu\'s PodcastEmkulu's Podcastዘተ ብዛዕባ ሓጻር ዛንታ "ፍቕሪ ሃገር" ካብ "ዝጠመመ መትሎ" ብሽሻይ ገብረሃንስ | A discussion on Shishay Gebrehans' short story "Fikri Hager"ብኣሕታሚ እምኵሉ ዝዳሎ ፖድካስት ዘተ ብዛዕባ ሓጻር ዛንታ "ፍቕሪ ሃገር" ካብ "ዝጠመመ መትሎ" ብሽሻይ ገብረሃንስ!!   2020-04-211h 15